Skip to content
Facebook XYouTube Linkedin Flicker Instagram WhatsApp Telegram
Ethiopian Human Rights Commission – EHRC
  • ብዛዕባ ኮሰመኢ
    • እንታይ ንሰርሕ
    • መሳርሕትና
    • ምሳና ይስርሑ
    • ይርከቡና
  • ክልላት
    • አዲስ አበባ
    • ዓፋር
    • ኣምሓራ
    • ቤንሻንጉል ጉሙዝ
    • ማእኸላይ ኢትዮጵያ
    • ድሬ ዳዋ
    • ጋምቤላ
    • ሃረር
    • ኦሮሚያ
    • ሲዳማ
    • ሶማሊ
    • ደቡብ ኢትዮጵያ
    • ህዝብታት ደቡባዊ ምዕራብ ክልል
    • ትግራይ
  • ዘፈራት ስራሕ
    • ቁጠባዊ፣ ማሕበራዊን ባህላዊን መሰላት
    • ሲቪልን ፖለቲካዊን መሰላት
    • መሰላት ተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ፣ ፍልሰተኛታትን ስደተኛታትን
    • መሰላት ጉዱኣት ኣካልን ኣረጋውያንን 
    • ክትትልን ምርመራን ሰብኣዊ መሰላት
    • መሰላት ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን
    • ትምህርቲ ሰብኣዊ መሰላት
    • ፌስቲቫል ፊልሚ ሰብኣዊ መሰላት
    • ውድድር ምስሊ-ችሎት ሰብኣዊ መሰላት
    • መድረኽ ትሕብብር ኮሰመኢን ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን
  • ጋዜጣዊ መግለፂ
  • ፀብፃባት
  • ሚዲያ
    • ኮሰመኢ ኣብ ዜናታት
    • ዜና መፅሔት ኮሰመኢ
    • ቪዲዮታት ኮሰመኢ
    • ትካላዊ ኣርማን ስዕላዊ መግለፂታትን
  • ናይ ቀረባ ጊዜ
    • ሪኢቶታት በዓል ሞያ
    • ሓበርቲ
    • ኩነት እዋናዊ ሓበሬታ
    • ዓመታዊ ፀብፃብ ሰብኣዊ መሰላት
  • ሰነዳት
  • English
  • አማርኛ
  • Afaan Oromo
  • Af Soomaali
  • ትግርኛ
 
Ethiopian Human Rights Commission – EHRCEthiopian Human Rights Commission – EHRC

ኣብ ኮሰመኢ ናይ ዘፈርሲቪልን ፖለቲካን፣ ማሕበረ ቁጠባን ስራሕ ክፍሊ ኮሚሽነር ዶ/ር ኣብዲ ጅብሪል ዓሊ ኣባል ኮሚቴ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ባህላዊን መሰላት(CESCR) ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኮይኖም ምምራፆም ዝምልከት

April 9, 2026October 12, 2026 Public Statement - Tigrigna, ትግርኛ

ኮሰመኢ ዶ/ር ኣብዲ ጅብሪል ዓሊ ኣባል ኮሚቴ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ባህላዊን መሰላት (CESCR) ኮይኖም ብምምራፆም ዝተሰመዖ ልዑል ሓጎስ እናገለፀ፤ እቲ መረፃ ዘይሻራውያን ክኢላታት ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ባህላዊን መሰላት ብብርኪ ዓለምለኸ ኣብ ምኽባር ዘለዎም እጃም ኣፍልጦ ዝሃበ ምዃኑ ይገልፅ

Twitter Facebook Telegram Email Whatsapp Print

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (ኮሰመኢ) ኮሚሽነር ሲቪል፣ ፖልቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን መሰላት ዝኾኑ ዶ/ር ኣብዲ ጅብሪል ዓሊ ኣባል ኮሚቴ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ባህላዊን መሰላት (CESCR) ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኮይኖም ብብምራፆም ዝተሰምዖ ልዑል ሓጎስ እናገለፀ፣ ናይ እንኳዕ ኣሐጎሰኩም መልእኽቱ የመሓላልፍ፡፡ ዶ/ር ኣብዲ ኣብ መንጎ አባል ሃገራት (State Parties) ብዕለት 30 መጋቢተ 2018 ዓ.ም. ኣብ ኒውዮርክ ብዝተኻየደ ከይዲ ድምፂ ምሃብ፤ ኣብ ውሽጢ እቲ ኮሚቴ ዘሎ ዞባዊ መቐመጢ ንክሕዙ ተመዚዞም እዮም፡፡ እዚ መረፃ፣ ዶ/ር ኣብዲ ብዘፈር ሰብኣዊ መሰላት ዘለዎም ልዑል ሞያዊ ብቕዓትን ከምኡ እውን ኢትዮጵያ ምስ ስርዓታት ዓለምለኸ ሰብኣዊ መሰላት እትገብሮ ንዘላ ተኸታታልነት ዘለዎ ተሳትፎ ኣብ ግምት ዘእተወ ምዃኑ ኮሰመኢ ይርዳእ እዩ፡፡

ኮሚቴ መሰላት ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ባህላዊን (CESCR) ብኣባል ሃገራት (States Parties) ኣፈፃፅማ ዓለምለኸ ቃል ኪዳን መሰላት ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ባህለዊን (ICESCR) ናይ ምክትታል ሓላፊነት ዝተወሃቦም 18 ዘይሻራዊ  ክኢላታት ዝሓዘ እዩ፡፡ እቲ ቃል ኪዳን ከም እኹል ምግቢ፣  መፅለሊ፣ ትምህርቲ፣ ጥዕና፣ ማሕበራዊ ውሕስና፣ ማህን ንፅህናን ከምኡ እውን ስራሕን ዝመሳሰሉ መሰላት ዘረጋግፅ እዩ፡፡ 

ዋና ኮሚሽነር ኮሰመኢ ብርሃኑ ኣዴሎ ንዓወት ዶ/ር ኣብዲ ጅብሪል ዓሊ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ዘሕለፉ እንትኸውን፤ ዶ/ር ኣብዲ ዘለዎም ልዑል ሞያዊ ብቕዓት፣ ዘይሻራዊነትን ብብርኪ ዓለምለኸ ናይ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ባህላዊን መሰላት ንምኽባር ዘለዎም ቖራፅነትን ልዑል እምነት ከምዘለዎም ገሊፆም እዮም፡፡ እቶም ዋና ኮሚሽነር ብምውሳኽ ድማ፣ እዚ ዓወት ኢትዮጵያን ኮሰመኢን ምስ ስርዓታት ዓለምለኸ ሰብኣዊ መሰላት፣ ብፍላይ ድማ ምስ ኣባል ሃገራት (Treaty Bodies) ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘለዎም ቐፃልነት ዘለዎም ተሳትፎ ዘጠናኽር ምዃኑ ገሊፆም እዮም፡፡ ኮሰመኢ ትሕብብር ብምጥንኻር፣ ሪፖርትታት ብምቕራብን ኣፈፃፅማ ምኽሪ ሓሳባት ብምክትታልን ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ መሰላት ንኽስፋሕፍሑ፣ ንክኽበሩን ንኽትግበሩን ልዑል ኣበርክቶ ምፅዋቱ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፆም እዮም፡፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ዶ/ር ኣብዲ ዝተረከብዎ ሓዱሽ ሓላፊነት ብዝግባእ ብምፍፃም ዕዉት ንክኾኑ ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም እዮም፡፡

Related posts

May 1, 2026September 26, 2026 Event Update - Tigrigna
መርሃ ግብሪ ምፍላጥን መግለፂ ሰናይ ትምኒትን ሓደሽቲ ኮሚሽነራት
April 23, 2026October 12, 2026 Press Release - Tigrigna
ናይ ምክትል ዋና ኮሚሽነርን ኮሚሽነራት ዘፈርን ሹመት
October 9, 2026October 12, 2026 Press Release - Tigrigna
ኮሰመኢ ዓመታዊ ፀብፃብ ሃገራዊ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ
April 21, 2026September 26, 2026 Event Update - Tigrigna
አዲስ አበባ፦ ስግግር ፍትሒ ብዝምልከት ዝተኻየደ ዓለምለኸ ዋዕላ ምርምር

Signup for the Latest Update from EHRC

Submit your email to singup
Facebook Like us on FacebookXFollow us on XYouTube Follow us on YouTubeLinkedin Follow us on LinkedinWhatsApp WhatsAppTikTok TikTokTelegram TelegramInstagram InstagramFlicker Flickr

Useful Links

  • NANHRI
  • GANHRI
  • OHCHR
  • ACHPR

Get Involved

  • Jobs
  • Events
  • Contact Us
  • Telegram Bot
  • Subscribe to our newsletter

Connect with Us

  • Facebook
  • Twitter
  • LinkedIn
  • YouTube
  • Flickr
  • Instagram
Descriptive Text

We are an independent
national human rights
institution tasked with
the promotion and protection of human
rights in Ethiopia.

Submit your email to get the latest update from EHRC

Address: Sunshine Tower No. 5, Meskel Square, on Bole Road next to Hyatt Regency Hotel, Addis Ababa, Ethiopia
Tel: +251115504031 | Fax: +251 11 550 4125 | PO Box 1165 Addis Ababa | Email: info@ehrc.org


The contents of this website, excepting third party content for which the Commission bears no responsibility,
may be freely used and copied for educational and other non-commercial purposes, provided that any such reproduction is accompanied by an acknowledgement of the Ethiopian Human Rights Commission (EHRC). Source of images used in the content of this website: EHRC Media and Communications Department Archive and Creative Common License.

This website is managed by the Media and Communications team of the Ethiopian Human Rights Commission (EHRC).

Accessibility Adjustments

Powered by OneTap

How long do you want to hide the toolbar?
Hide Toolbar Duration
Select your accessibility profile
Vision Impaired Mode
Enhances website's visuals
Seizure Safe Profile
Clear flashes & reduces color
ADHD Friendly Mode
Focused browsing, distraction-free
Blindness Mode
Reduces distractions, improves focus
Epilepsy Safe Mode
Dims colors and stops blinking
Content Modules
Font Size

Default

Line Height

Default

Color Modules
Orientation Modules

We are using cookies to give you the best experience on our website.

You can find out more about which cookies we are using or switch them off in .

Scroll to top
  • ብዛዕባ ኮሰመኢ
    • እንታይ ንሰርሕ
    • መሳርሕትና
    • ምሳና ይስርሑ
    • ይርከቡና
  • ክልላት
    • አዲስ አበባ
    • ዓፋር
    • ኣምሓራ
    • ቤንሻንጉል ጉሙዝ
    • ማእኸላይ ኢትዮጵያ
    • ድሬ ዳዋ
    • ጋምቤላ
    • ሃረር
    • ኦሮሚያ
    • ሲዳማ
    • ሶማሊ
    • ደቡብ ኢትዮጵያ
    • ህዝብታት ደቡባዊ ምዕራብ ክልል
    • ትግራይ
  • ዘፈራት ስራሕ
    • ቁጠባዊ፣ ማሕበራዊን ባህላዊን መሰላት
    • ሲቪልን ፖለቲካዊን መሰላት
    • መሰላት ተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ፣ ፍልሰተኛታትን ስደተኛታትን
    • መሰላት ጉዱኣት ኣካልን ኣረጋውያንን 
    • ክትትልን ምርመራን ሰብኣዊ መሰላት
    • መሰላት ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን
    • ትምህርቲ ሰብኣዊ መሰላት
    • ፌስቲቫል ፊልሚ ሰብኣዊ መሰላት
    • ውድድር ምስሊ-ችሎት ሰብኣዊ መሰላት
    • መድረኽ ትሕብብር ኮሰመኢን ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን
  • ጋዜጣዊ መግለፂ
  • ፀብፃባት
  • ሚዲያ
    • ኮሰመኢ ኣብ ዜናታት
    • ዜና መፅሔት ኮሰመኢ
    • ቪዲዮታት ኮሰመኢ
    • ትካላዊ ኣርማን ስዕላዊ መግለፂታትን
  • ናይ ቀረባ ጊዜ
    • ሪኢቶታት በዓል ሞያ
    • ሓበርቲ
    • ኩነት እዋናዊ ሓበሬታ
    • ዓመታዊ ፀብፃብ ሰብኣዊ መሰላት
  • ሰነዳት
  • English
  • አማርኛ
  • Afaan Oromo
  • Af Soomaali
  • ትግርኛ
Facebook XYouTube Linkedin Flicker TikTok Instagram WhatsApp Telegram
Search
Ethiopian Human Rights Commission - EHRC
Powered by  GDPR Cookie Compliance
Privacy Overview

This website uses cookies so that we can provide you with the best user experience possible. Cookie information is stored in your browser and performs functions such as recognising you when you return to our website and helping our team to understand which sections of the website you find most interesting and useful.

Strictly Necessary Cookies

Strictly Necessary Cookie should be enabled at all times so that we can save your preferences for cookie settings.