Event Update – Tigrigna, ትግርኛ | October 15, 2026
ኮሰመኢን ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን ሓቛፋይ ከይዲ ስግግር ፍትሒ ንምርግጋፅ ዝገብርዎ ሓበራዊ ትሕብብር ንምጥንኻር …
ስግግር ፍትሒ ሓቛፋይን ኣሳታፋይን ንክኸውን ዘለዎም ተሳትፎን ኣበርክቶን ንምዕባይ ኣብ መንጎ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን ሃገራዊ ትካላት ሰብኣዊ መሰላትን ዕውት ትሕብብር ምህላው ወሳኒ እዩ…
News Updates – Tigrigna, ትግርኛ | October 15, 2026
ልኡኽ ኮሰመኢ ኣብ ተሞክሮታት ስግግር ፍትሒ ሲሪላንካ ዘተኮረ ልምዲ ልውውጥ እናካየደ ይርከብ…
ሲሪላንካ: ዕለት 4 ጥቅምቲ 2019 ዓ.ም. (ኮሰመኢ)…
News Updates – Tigrigna, ትግርኛ | October 13, 2026
ብኮሚሽነር መሰላት ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ኮሰመኢ ዝተመርሐ ልኡኽ ጉጅለ ኣብ መበል 48 ዋዕላ ሰብኣዊን ህዝባውን…
ሌሴቶ፤ ዕለት 3 ጥቅምቲ 2019 ዓ.ም.…
Press Release – Tigrigna, ትግርኛ | October 09, 2026
ኮሰመኢ ዓመታዊ ፀብፃብ ሃገራዊ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ…
ሪፖርቱ ኢሰመኮ በሪፖርት ዘመኑ ባካሄደው የሰብአዊ መብቶች ክትትል እና ምርመራ ባሰባሰበው መረጃና ማስረጃ መሠረት የተመዘገቡ አዎንታዊ እመርታዎች እና አሳሳቢነታቸው የቀጠሉ ጉዳዮችን ከምክረ ሐሳቦች ጋር ያመ…
-
ኮሰመኢን ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን ሓቛፋይ ከይዲ ስግግር ፍትሒ ንምርግጋፅ ዝገብርዎ ሓበራዊ ትሕብብር ንምጥ…
-
ልኡኽ ኮሰመኢ ኣብ ተሞክሮታት ስግግር ፍትሒ ሲሪላንካ ዘተኮረ ልምዲ ልውውጥ እናካየደ ይርከብ…
-
ብኮሚሽነር መሰላት ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ኮሰመኢ ዝተመርሐ ልኡኽ ጉጅለ ኣብ መበል 48 ዋዕላ ሰብኣዊን ህ…
-
ኮሰመኢ ዓመታዊ ፀብፃብ ሃገራዊ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ…
-
ኮሰመኢ ኣብ ኣተገባብራ ምኽሪ ሓሳባት ርካቦታት ክትትል ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ኣብያተ ህንፀት ፌደራል ዘተ…
ናይ ቀረባ ጊዜ
October 03, 2026 News Updates – Tigrigna, ትግርኛ
ኮሰመኢ ንዳያኑ ቤት ፍርዲ ክልል ኣምሓራ እጃም ኣብያተ ፍርዲ ብዝብል ቴማ ኣብ መዳይ ምኽባር መሰል ምርካብ ፍትሒ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን ጉዱኣት ኣካልን ዘተኮረ ስልጠና ሂቡ
ባህር ዳር፤ ዕለት 23 መስከረም 2019 ዓ.ም.
September 30, 2026 News Updates – Tigrigna, ትግርኛ
ብላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሰመኢ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሓፈሻዊ ኣብያተ ፍርዲ ከተማ ድሬዳዋን ክልል ሃረርን ኣብ ተብፃሕነት ኮሰመኢ ዘተኮረ ዘተ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፤ ዕለት 20 መስከረም 2019 ዓ.ም.
September 30, 2026 News Updates – Tigrigna, ትግርኛ
ሰብኣዊ መሰላት ክኽበሩ ምግባር ናይ ሓደ ትካል ጥራሕ ዘይኮነስ ሓበራዊ ሓላፍነት እዩ- ዋና ኮሚሽነር ብርሃኑ ኣዴሎ
ኣዳማ፤ ዕለት 20 መስከረም 2019 ዓ.ም. (ኮሰመኢ)
September 25, 2026 Public Statement – Tigrigna, ትግርኛ
ክልል ትግራይ፡- ኣብ ወሰና ወሰን ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ከምኡ’ውን ትግራይን ዓፋርን ከባቢታት ዝተወልዑ ዕጥቃዊ ጎንፂታት ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ዘስዕቡ ብምዃኖም ብቕልጡፍ ፍታሕ ክወሃቦም ይግባእ
ኮሰመኢ ዝተወለዑ ዕጥቃዊ ጎንፂታት ብቕልጡፍ ጠጠው ንኽብሉ፣ ኣፈላላያት ብዘተ ጥራሕ ክፍትሑ፣ ሲቪል ሰባትን ሲቪል መሰረተ ልምዓትን ግቡእ ሓለዋ ንክረኽቡን ፃውዒት የቕርብ
September 24, 2026 Event Update – Tigrigna, ትግርኛ
ኮሰመኢ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊን ህዝባዊን መሰላት ኣፍሪካን ስራሕ ጉጅለ ግዱድ ወይ ዘይፍቓድ ስወራ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ዓለምለኸ መዓልቲ ግዳያት ግዱድ ስወራ ብሓባር ዘኪሮም
ምፅዳቕ ዓለምለኸ ስምምዕ ሓለዋ ኩሎም ደቂ ሰባት ካብ ግዱድ ስወራ (ICPPED) ሃገራዊ ማዕቐፋት ሕጊ ዝያዳ ዘጠናኽርን፤ ንምክልኻል፣ ምርመራ፣ ተሓታትነትን ከምኡ’ውን ንግዳያትን ስድራቤቶምን ንምክሓስ ሓዱሽ ተወፋይነት ዘርእይን እዩ
September 23, 2026 Event Update – Tigrigna, ትግርኛ
ኣብ ኣተገባብራ ስግግር ፍትሒ ኣብ ኢትዮጵያ ንጡፍ ተሳትፎ መራሕቲ ማሕበረሰብ ንምርግጋፅ ዝዓለሙ ስልጠናታት ምሃብ ይቕፅል ኣሎ
እቶም ስልጠናታት ከይዲ እቲ ስግግር ፍትሒ ኣብ መትከላት ሰብኣዊ መሰላት ተመርኪዙ ፍትሓዊን ዘላቕን ውፅኢት ንኸምፅእ ልዑል ኣበርክቶ ይህልዎም
September 22, 2026 Event Update – Tigrigna, ትግርኛ
ኮሰመኢ ስግግር ፍትሒ ብዝምልከት ግንዛበ ሕብረተሰብ ንምዕባይ ምስ ማሕበራዊ ቤት ምኽሪ ሕብረት እድራት ኢትዮጵያ (EiCCSI) ትሕብብር መስሪቱ
ምስ ሕብረተሰብ-ተኮር ዉዳበታት ምትሕብባር ኣብ ከይዲ ስግግር ፍትሒ ህዝባዊ ተሳተፎ ንምርግጋፅ ዓብዪ እጃም ይፃወት
September 10, 2026 Public Statement – Tigrigna, ትግርኛ
መንግስቲ ንሃገራዊ ምርድዳእ፣ ንምስፋሕ ሃዋህው ዲሞክራሲን ንህንፀት ሰላምን ዝሕግዙ ሕጋዊ ስጉምቲታት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ
ጋዜጣዊ መግለፂ
September 08, 2026 Event Update – Tigrigna, ትግርኛ
ኮሰመኢ ንሰብኣዊ መሰላት ኣብ ግምት ዘእተወ ተግባራዊ ስጉምቲ ለውጢ ከባቢ ኣየር ንክዉሰድ ፃውዒት ኣቕሪቡ
ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣብ ህይወት፣ መነባብሮን መሰረታዊ መሰላትን ደቂ ሰባት ብዘብፅሖ ቀጥተኣዊ ፅልዋ ከቢድ ቅልውላው ሰብኣዊ መሰላት የስዕብ
August 13, 2026 Event Update – Tigrigna, ትግርኛ
ኮሰመኢ ኣፈፃፅማ ስምምዕ መሰላት ጉዱኣት ኣካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝከታተል ዘይሻራዊ ኣካል ኮይኑ ንክስየም ሕቶ ቀሪቡ
ኮሰመኢ ዋና ዘይሻራዊ ተቖፃፃሪ ስምምዕ መሰላት ጉዱኣት ኣካል ክኸውን እዩ



