እቶም ስልጠናታት፤ ኣብ ውሽጢ ማሕበረሰብን ኣፈፃሚ ኣካላትን ምኽባር ሰብኣዊ መሰላት ካብ ምጥንኻር ብዝሓለፈ መትከላት ሰብኣዊ መሰላት ተግባራዊ ንምግባር ፍልጠትን ክእለትን ንምዕባይ ዕድል ፈጢሮም እዮም
እቶም ስልጠናታት ንመናእሰይ፣ ንኣባላት ፖሊስን ኣብያተ ህንፀትን፣ ንኣረጋውያን፣ ንኣካላት ወሃብቲ ግልጋሎት ተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ፣ ንማሕበራት ጉዱኣት ኣካል፣ ንሰብሞያ ኪነ ጥበብ ከምኡ እውን ንሰራሕተኛታትን ስራሕ ሓለፍቲን ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ዝተውሃቡ እዮም
እቲ ውድድር ብላዕለዋይነት ካብ ዝዛዘማ 15 ኣብያተ ትምህርቲ ማእኸል ብፅሑፋዊ ክትዕ ዝለዓለ ነጥቢ ዘመዝገባ 8 ጉጅለታት ኣብ ወርሒ ሚያዝያ 2018 ዓ.ም. ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ ውድድር ተሳተፍቲ ክኾና እየን