እቲ ስልጠና ኣድላዪ ዘበለ ፍልጠትን ክእለትን ኪኢላታት ብምዕባይ ስርሖም ብብቕዓት ንኽዋፅኡ ተወሳኺ ዓቕሚ ዝፈጥር እዩ
ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ተጠርጠርቲን ተሃነፅቲን ንምምሕያሽ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ብትሕብብር ክሰርሑ ይግባእ
ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ተጠርጠርቲ ንምምሕያሽ ምስመዳርግቲ ኣካላት ብትሕብብር ኣብ ምስራሕን ቖራፅነትን ወሳኒ እዩ
ኩነታት ኣተሓሕዛ ተጠርጠርቲ ሰብኣዊ መሰላት ዘኽበረ ምዃኑ ኣብ ምርግጋፅ መዳይ ትካላት ፖሊስ ዕዙዝ እጃም ኣለዎም
ኮሰመኢ ብተንቅሳቓሲ መርሃ ግብሪ መቐበሊ ጥርዓን ንማሕበረሰብ ቕሩብ ብምዃን ግልጋሎት ተበፃሒነቱ ንምስፋሕ ዝጀመሮ ምንቅስቓስ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ