መድረኽ ትሕብብር ኮሰመኢን ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን

መድረኽ ትሕብብር ኮሰመኢን ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን

ኣብ መንጎ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያን ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን ዘሎ ምሕዝነትን ትሕብብርን ምጥንኻር

ብዛዕባ እቲ መድረኽ

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (ኮሰመኢ) ናፃ ሃገራዊ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ብምዃኑ ንመድረኽ ትሕብብር ኮሰመኢ-ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ከም ስሩዕ መስርሕ ምሕዝነት ንክኸውን ኣጣይሹ እዩ።

እዚ መስርሕ ሃገራዊ ትካላት ሰብኣዊ መሰላት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ምክትታል፣ ፀብፃብ ኣብ ምቕራብን ስሩዕ ክትትል ኣብ ምግባርን ምስ ሲቪል ማሕበረሰብ ብቐረባ ምስራሕ ኣገዳሲ ገይሮም ዘቐምጡ መትከላት ስምምዕ ፓሪስ ዝሰማማዕ እዩ።

EHRC-CSO Collaboration Meeting

ቀንዲ ዕላማታት

Platform Shared Goals
  • ሃገራዊ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ብመርትዖ ዝተደገፈን ኣብ ሓበራዊ ምርድዳእ ዝተመስረተን ንክኸውን ምስራሕ።
  • ሰብኣዊ መሰላት ዕውት ብዝኾነ መንገዲ ንምስፍሕፋሕን ንምሕላውን ዘኽእሉ ምትእስሳራትን ርክባት ስራሕን ክዛይዱን ክጠናኸሩን ምግባር፡፡
  • ትካላውን ቴክኒካውን ዓቕሚ ኮሰመኢን ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን ንምጥንኻር ዘኽእል ናይ ሓብባር ናይ ምምህሃር መድረኻት ምምችቻው።
  • ድሕንነት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ንምሕላው ዘኽእል ሲቪክ ሃዋህው ንምፍጣር ብሓባር ምስራሕ፡፡

ብተደጋጋሚ ዝለዓሉ ሕቶታት

ተወሳኺ ሓበሬታ ዶ ትሕብብር ንምፍጣር ይደልዩ?
ንኣተሓባባሪ ጉጅለ ኮሰመኢ ይርከቡ/ባ – ሓሳቦም ንምስማዕ ድልዋት ኢና፡፡

ኮሚቴ ኣመራርሓ መድረኽ ትሕብብር 

እቲ መድረኽ ትሕብብር ብኮሚቴ ኣመራርሓ እቲ መድረኽ ዝምራሕ ኮይኑ ካብ ኣመራርርሓ ኮሰመኢን መሓዙት ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን ዝሓቖፈ እዩ፡፡

ሓፈሻዊ መድረኽ

Chair
Ethiopian Human Rights Commission (EHRC)
Co-chair
Lawyers for Human Rights (LHR)
Deputy Co-chair
Ethiopian Women Lawyers’ Association (EWLA)

Sub-Thematic Groups

Women and Children Rights

Chair
Ethiopian Human Rights Commission (EHRC)
Co-chair
Ethiopian Women’s Rights Advocates (EWRA)

Disability and Older Persons’ Rights

Chair
Ethiopian Human Rights Commission (EHRC)
Co-chair
Ethiopian National Association of the Blind (ENAB)

Human Rights Monitoring and Investigation

Chair
Ethiopian Human Rights Commission (EHRC)
Co-chair
Center for Justice (CJ)

Transitional Justice

Chair
Ethiopian Human Rights Commission (EHRC)
Co-chair
Transitional Justice Commission (TJC)

Human Rights Education

Chair
Ethiopian Human Rights Commission (EHRC)
Co-chair
Center for the Advancement of Rights and Democracy (CARD)

IDPs, Refugees, and Migrants’ Rights

Chair
Ethiopian Human Rights Commission (EHRC)
Co-chair
Tomorrow is Better

Related Posts

No posts

No posts

No posts

No posts