Skip to content
Facebook XYouTube Linkedin Flicker Instagram WhatsApp Telegram
Ethiopian Human Rights Commission – EHRC
  • ብዛዕባ ኮሰመኢ
    • እንታይ ንሰርሕ
    • ቤት ጽሕፈታት ኮሰመኢ
    • ስራሕቲ
    • ብዚ ይርከቡና
  • ክልላት
    • አዲስ አበባ
    • ዓፋር
    • ኣምሓራ
    • ቤንሻንጉል ጉሙዝ
    • ማእኸላይ ኢትዮጵያ
    • ድሬ ዳዋ
    • ጋምቤላ
    • ሃረር
    • ኦሮሚያ
    • ሲዳማ
    • ሶማሊ
    • ደቡብ ኢትዮጵያ
    • ህዝብታት ደቡባዊ ምዕራብ ክልል
    • ትግራይ
  • ዘርፊታት ስራሕ
    • ኢኮኖሚያዊ፣ ማሕበራዊን ባህላዊን መሰላት
    • ሲቪልን ፖልቲካዊን መሰላት
    • መሰላት ተፈናቐልቲ ውሽጢ ዓዲ፣ ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን
    • መሰላት ጉዱኣት ኣካልን ብዕድመ ዝደፍኡ ሰባትን
    • ክትትልን ምርመራን ሰብኣዊ መሰላት
    • መሰላት ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን
    • ትምህርቲ ሰብኣዊ መሰላት
    • ፌስቲቫል ፊልሚ ሰብኣዊ መሰላት
    • ውድድር ምስሊ-ችሎት ሰብኣዊ መሰላት
  • ጋዜጣዊ መግለፂ
  • ሪፖርትታት
  • ሚዲያ
    • ኮሰመኢ ኣብ ዜናታት
    • ዜና መፅሔት ኮሰመኢ
    • ቪዲዮታት ኮሰመኢ
    • ትካላዊ ኣርማን ስዕላዊ መግለፂታትን
  • ናይ ቀረባ ጊዜ
    • ሪኢቶታት በዓል ሞያ
    • ሓበርቲ
    • ኩነት እዋናዊ ሓበሬታ
    • ዓመታዊ ሪፖርት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ
  • ሃብትታት
  • English
  • አማርኛ
  • Afaan Oromo
  • Af Soomaali
  • ትግርኛ
 
Ethiopian Human Rights Commission – EHRCEthiopian Human Rights Commission – EHRC

ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፦ ኣብ ኣተገባብራ መሰል ጥዕና ዝተኻየደ ምይይጥ

June 17, 2026September 26, 2026 Event Update - Tigrigna, ትግርኛ

ዝርግሐ ሕማማት ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን እናተወሰዱ ዘለው ስጉምቲታት ብምጥንኻር መሰል ጥዕና ዜጋታት ምርግጋፅ የድሊ

Twitter Facebook Telegram Email Whatsapp Print

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (ኮሰመኢ) ኣብ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባታት ካፋን ቤንች ሸኮን ዘሎ ኣተገባብራ መሰል ጥዕና ብዝምልከት ብዕለት 14 ግንቦት 2018 ዓ.ም. ኣብ ከተማ ቦንጋ መድረኽ ምይይጥ ኣሳሊጡ እዩ፡፡ ኣብቲ ምይይጥ ካብ መምርሒታት ጥዕና ዞባታት ካፋን ቤንች ሸኮን፤ ካብ ወረዳታት ጊምቦ፣ ሺሾንዴ፣ ቢጣ፣ ዴቻ፣ ጨናን ሰሜን ቤንችን፤ ካብ ቤት ፅሕፈታት ጥዕና ምምሕዳር ከተማታት ቦንጋን ሚዛን ኣማንን ከምኡ’ውን ኣብቲ ከባቢ ካብ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዝተውፃፅኡ ተወከልቲ ተሳቲፎም እዮም፡፡

ኣብቲ መድረኽ ኮሰመኢ ኣብ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባታት ካፋን ቤንች ሸኮን ዝርከባ ምምሕዳር ከተማታትን ወረዳታትን ኣብ ኣተገባብራ መሰል ጥዕና ብፍላይ ድማ ኣብቲ ከባቢ ዝተፈጠረ ለበዳ ሕማም ዓሶ ምላሽ ኣወሃህባ ብዝምልከት ብዘካየዶ ስልታዊ ምርመራ ዝተነፀሩ ርካቦታትን ዝተውሃቡ ምኽሪ ሓሳባትን ቀሪቦም ሰፊሕ ምይይጥ ተገይርሎም እዩ፡፡

ተሳተፍቲ እቲ መድረኽ ብወገኖም ኣብቶም ከባቢታት ለበዳ ሕማም ዓሶ ዘለዎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት መብርሂ ዝሃቡ እንትኸውን ዝዓቖሩ ማያት ብምፍሳስ፣ ኬሚካል ብምንፃግ፣ ዝርግሐ ኽትባትን ኣቕረቦት መርበብ መከላኸሊ ዓሶ ብምስላጥ ከምኡ’ውን ሰፋሕቲ ናይ ግንዛበ መዕበዪ ስራሕቲ ስለዝተተግበሩ ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ብሕማም ዓሶ ናይ ምትሓዝ መጠን ክንኪ ከምዝኽኣለ ገሊፆም እዮም፡፡ ብኻልእ መዳይ ድማ እቲ ሕማም ንምሕካምን ንምቁፅፃርን ሕፅረት ኣድለይቲ ዝኾኑ መድሓኒታትን ናይ ሕክምና ናውቲን ዕንቅፋት ኮይኖም ምቕፃሎም ሓቢሮም እዮም፡፡

ኣብ ኮሰመኢ ሓላፊ ስራሕ ክፍሊ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን መሰላት ሃዊ ኣስፋው ከምዝገለፀኦ መንግስቲ ለበዳታት ብዝምልከት ኣብ ምክልኻል፣ ምሕካምን ምቁፅፃርን ከምኡ’ውን ንዜጋታት ሕክምናዊ ግልጋሎት ኣብ ምቕራብ መዳይ ሓላፊነት ከምዘለዎ ኣፅንዖት ሂበን ገሊፀን እየን፡፡ ብምውሳኽ ድማ ኣብ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከቡ ንለበዳ ሕማም ዓሶ ተጋለፅቲ ዝኾኑ ከባቢታት እቲ ሕማም ብዘላቒነት ንምቁፅፃር ኣብ ኩሉ ብርኪ ዘለው ኣካላት መንግስቲ ምስ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን መዳርግቲ ኣካላትን ብሓባር ዝጀመርዎ ፃዕሪ ኣጠናኺሮም ንኽቕፅሉ ፃውዒት ኣቕሪበን እየን፡፡

አማርኛ

Afaan Oromo

Somali

Related posts

July 6, 2026September 26, 2026 Event Update - Tigrigna
መሰላት ተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ፣ ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ኣመልኪቱ ዝተኻየደ ምይይጥ
June 25, 2026September 26, 2026 Event Update - Tigrigna
ክልል ኦሮሚያ፦ ኣብ ዙርያ ዘላቒ መፍትሒ ተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ ዝተዳለወ መድረኽ ጎስጓስ
June 24, 2026September 26, 2026 Event Update - Tigrigna
ኣብ ውሽጢ ዓዲ ንደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ምንጋድ ብዝምልከት ዝተኻየደ ምኽክር መድረኽ
July 10, 2026September 26, 2026 Event Update - Tigrigna
ኣብ ዙርያ ኣቀባብላን ኣተሓሕዛን ጥርዓን ፆታ መሰረት ዝገበሩ ጥቕዓታት ንኣብያተ ዕዮ ስርዓተ ፆታ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝተዳለወ ግንዛበ መዕበዪ መድረኽ

Signup for the Latest Update from EHRC

Submit your email to singup
Facebook Like us on FacebookXFollow us on XYouTube Follow us on YouTubeLinkedin Follow us on LinkedinWhatsApp WhatsAppTikTok TikTokTelegram TelegramInstagram InstagramFlicker Flickr

Useful Links

  • NANHRI
  • GANHRI
  • OHCHR
  • ACHPR

Get Involved

  • Jobs
  • Events
  • Contact Us
  • Telegram Bot
  • Subscribe to our newsletter

Connect with Us

  • Facebook
  • Twitter
  • LinkedIn
  • YouTube
  • Flickr
  • Instagram
Descriptive Text

We are an independent
national human rights
institution tasked with
the promotion and protection of human
rights in Ethiopia.

Submit your email to get the latest update from EHRC

Address: Sunshine Tower No. 5, Meskel Square, on Bole Road next to Hyatt Regency Hotel, Addis Ababa, Ethiopia
Tel: +251115504031 | Fax: +251 11 550 4125 | PO Box 1165 Addis Ababa | Email: info@ehrc.org


The contents of this website, excepting third party content for which the Commission bears no responsibility,
may be freely used and copied for educational and other non-commercial purposes, provided that any such reproduction is accompanied by an acknowledgement of the Ethiopian Human Rights Commission (EHRC). Source of images used in the content of this website: EHRC Media and Communications Department Archive and Creative Common License.

This website is managed by the Media and Communications team of the Ethiopian Human Rights Commission (EHRC).

Accessibility Adjustments

Powered by OneTap

How long do you want to hide the toolbar?
Hide Toolbar Duration
Select your accessibility profile
Vision Impaired Mode
Enhances website's visuals
Seizure Safe Profile
Clear flashes & reduces color
ADHD Friendly Mode
Focused browsing, distraction-free
Blindness Mode
Reduces distractions, improves focus
Epilepsy Safe Mode
Dims colors and stops blinking
Content Modules
Font Size

Default

Line Height

Default

Color Modules
Orientation Modules

We are using cookies to give you the best experience on our website.

You can find out more about which cookies we are using or switch them off in .

Scroll to top
  • ብዛዕባ ኮሰመኢ
    • እንታይ ንሰርሕ
    • ቤት ጽሕፈታት ኮሰመኢ
    • ስራሕቲ
    • ብዚ ይርከቡና
  • ክልላት
    • አዲስ አበባ
    • ዓፋር
    • ኣምሓራ
    • ቤንሻንጉል ጉሙዝ
    • ማእኸላይ ኢትዮጵያ
    • ድሬ ዳዋ
    • ጋምቤላ
    • ሃረር
    • ኦሮሚያ
    • ሲዳማ
    • ሶማሊ
    • ደቡብ ኢትዮጵያ
    • ህዝብታት ደቡባዊ ምዕራብ ክልል
    • ትግራይ
  • ዘርፊታት ስራሕ
    • ኢኮኖሚያዊ፣ ማሕበራዊን ባህላዊን መሰላት
    • ሲቪልን ፖልቲካዊን መሰላት
    • መሰላት ተፈናቐልቲ ውሽጢ ዓዲ፣ ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን
    • መሰላት ጉዱኣት ኣካልን ብዕድመ ዝደፍኡ ሰባትን
    • ክትትልን ምርመራን ሰብኣዊ መሰላት
    • መሰላት ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን
    • ትምህርቲ ሰብኣዊ መሰላት
    • ፌስቲቫል ፊልሚ ሰብኣዊ መሰላት
    • ውድድር ምስሊ-ችሎት ሰብኣዊ መሰላት
  • ጋዜጣዊ መግለፂ
  • ሪፖርትታት
  • ሚዲያ
    • ኮሰመኢ ኣብ ዜናታት
    • ዜና መፅሔት ኮሰመኢ
    • ቪዲዮታት ኮሰመኢ
    • ትካላዊ ኣርማን ስዕላዊ መግለፂታትን
  • ናይ ቀረባ ጊዜ
    • ሪኢቶታት በዓል ሞያ
    • ሓበርቲ
    • ኩነት እዋናዊ ሓበሬታ
    • ዓመታዊ ሪፖርት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ
  • ሃብትታት
  • English
  • አማርኛ
  • Afaan Oromo
  • Af Soomaali
  • ትግርኛ
Facebook XYouTube Linkedin Flicker TikTok Instagram WhatsApp Telegram
Search
Ethiopian Human Rights Commission - EHRC
Powered by  GDPR Cookie Compliance
Privacy Overview

This website uses cookies so that we can provide you with the best user experience possible. Cookie information is stored in your browser and performs functions such as recognising you when you return to our website and helping our team to understand which sections of the website you find most interesting and useful.

Strictly Necessary Cookies

Strictly Necessary Cookie should be enabled at all times so that we can save your preferences for cookie settings.