ንጉዱኣት ማእኸል ዝገበረን ሰብኣዊ መሰላት መሰረት ዝገበረን ከይዲ ሽግግር ፍትሒ ንክህልው ምስ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ዘሎ ምትሕብባር ምጥንኻር የድሊ
ከይዲ ስግግር ፍትሒ ዕዉት ብዝኾነ መንገዲ ንምድጋፍ ቀንዲ መትከላት ስግግር ፍትሒን ከይዲ ኣተገባብራኡ ዝሕንፅፁን ዝጭበጡ ኣገባባት ምግንዛብ የድሊ
ኣብ ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ፣ ንጉዱኣት ማእኸል ዝገበረን ሰብኣዊ መሰላት ዘኽበረን ከይዲ ስግግር ፍትሒ ተግባራዊ ንምግባርብመረዳእታ ዝተደገፈ ናይ ፖሊሲ ምድላውን ሓቛፋይ ምይይጥ ምጥንኻንር ኣገዳሲ እዩ
ኮሰመኢ ኣብ ከይዲ ስግግር ፍትሒ ዝተውሃቦ ሓላፊነት ብብቕዓት ንክዋፃእ ንኣሰልጠንቲ ሰብኣዊ መሰላትን ስግግር ፍትሒን ዓቕሚ ምዕባይ መሰረታዊ ተግባር እዩ