ንምስፋሕ ሲቪክ ሃዋህውን ምጥንኻር ሓለዋ ተሟገትቲ ሰብኣዊ መሰላትን ሓበራዊ ስራሕ መንግስታዊ ቑርፀኝነት፣ ናይ ሃገራዊ ትካላት ሰብኣዊ መሰላትን ትካላት ሲቪክ ማሕበረሰበን ኣገዳሲ እዩ
ንተግባራዊነት መሰል ምውዳብ ምቹው ኹነታት ምፍጣር ንዕቤት ስርዓት ዲሞክራሲ ወሳኒ እዩ
ንደቂ ኣንስትዮ ተወዳደርቲ ፖለቲካ ፓርቲን ንሰብሞያ መራኸብቲ ሓፋሽን ኣብ መረፃ ንዝህልዎም ተሳትፎ ንምርግጋፅ ምቹው ኩነታት ምፍጣርን ሓለዋ ምግባርን የድሊ
ኣብ 7ይ ሃገራዊ መረፃ መሰላት ተጋለፅቲ ክፋላት ሕብረተሰብ ንምርግጋፅ ዝተዋደደ ሓገዝን ክትትልን ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ወሳኒ እዩ
ሰብ ሰራሕ ብልሒ ክስዕቦ ዝኽእል ኣሉታዊ ፅልዋ ንምቕናስ ንሰብኣዊ መሰላት ኣብ ግምት ዘእተወ ሰብ ሰራሕ ብልሒ ተግባራዊ ምግባር የድሊ ተባሂሉ