ባህር ዳር፤ ዕለት 23 መስከረም 2019 ዓ.ም.
ኣዲስ ኣበባ፤ ዕለት 20 መስከረም 2019 ዓ.ም.
ኣዳማ፤ ዕለት 20 መስከረም 2019 ዓ.ም. (ኮሰመኢ)
ኮሰመኢ ዝተወለዑ ዕጥቃዊ ጎንፂታት ብቕልጡፍ ጠጠው ንኽብሉ፣ ኣፈላላያት ብዘተ ጥራሕ ክፍትሑ፣ ሲቪል ሰባትን ሲቪል መሰረተ ልምዓትን ግቡእ ሓለዋ ንክረኽቡን ፃውዒት የቕርብ
ምፅዳቕ ዓለምለኸ ስምምዕ ሓለዋ ኩሎም ደቂ ሰባት ካብ ግዱድ ስወራ (ICPPED) ሃገራዊ ማዕቐፋት ሕጊ ዝያዳ ዘጠናኽርን፤ ንምክልኻል፣ ምርመራ፣ ተሓታትነትን ከምኡ'ውን ንግዳያትን ስድራቤቶምን ንምክሓስ ሓዱሽ ተወፋይነት ዘርእይን እዩ
ጋዜጣዊ መግለፂ
ኣብቲ ክልል መናእሰይ ካብ ፍቓዶም ወፃኢ ናብ ወታደራዊ መዓስከራት ምውሳድን ሓሳብካ ብናፃነት ናይ ምግላፅ መሰል ምግዳብን ተግባራት ምስ መትከላት ሰብኣዊ መሰላትን ሕገ መንግስቲን ዝፃብኡ ብምዃኖም ብቕልጡፍ ጠጠው ክብሉ ይግባእ
ህንፀት መንገዲታትን ህንፃታትን ምቹውን ድሌት ጉዱኣት ኣካል ብዘማልእን መንገዲ ክኸውን ይግባእ
መንግስቲ ግቡእ ምርመራ ብምክያድ ተሓታትነት ንምርግጋፅን ንጉዱኣት ንምክሓስን ንምጥያሽን ዘኽእሉ ስጉምቲታት ክወስድ ይግባእ
ናይ ምኽትል ዋና ኮሚሽነርን ናይ ዘፈር ሰብኣዊ መሰላት ኮሚሽነራትን ሹመት፣ ናይ ኣመራርሓ ቐፃልነትን ቅልጡፍ ናይ ስራሕ ስግግርን ካብ ምርግጋፁ ንላዕሊ እቲ ኮሚሽን ዝተውሃብዎ ተልእኾታት ብብቕዓት ንኽዋፃእ ዘለውዎ ዓቕምታት ብዝበለፀ የጠናኽር