• መድረኽ ትሕብብር ኮሰመኢ-ሲቪል ማሕበራት ዓመታዊ መድረኽ ምይይጥ ሰብኣዊ መሰላት…
  • ዓለምለኸ መዓልቲ ግንዛበ መዕበዪ ጥቕዓት ኣረጋውያን ኣመልኪቱ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ዝተኻየደ ምይይጥ…
  • ምስፍሕፋሕ ሰብኣዊ መሰላት፦ ኣብ በጀት ዓመት 2018 መበል 4ይ ርብዒ ዓመት ዝተውሃቡ ስልጠናታት…
  • ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ፦ ብምርባሕ እንስሳ ኣብ ዝመሓደሩ ከባቢታት ኣተገባብራ መሰል ትምህርቲ ብዝምልከት ዝተኻ…
  • ፕሮቶኮል መሰላት ጉዱኣት ኣካል ኣፍሪካ ንምፅዳቕ ዘኽእሉ ዕማማት ንምስላጥ ዝተኻየደ ምይይጥ…

ናይ ቀረባ ጊዜ


ኣብ ዙርያ ኣቀባብላን ኣተሓሕዛን ጥርዓን ፆታ መሰረት ዝገበሩ ጥቕዓታት ንኣብያተ ዕዮ ስርዓተ ፆታ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝተዳለወ ግንዛበ መዕበዪ መድረኽ

ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝተጣየሻ ኣብያተ ዕዮ ስርዓተ ፆታ፤ ፆታ መሰረት ዝገበሩ መጥቃዕቲታት ኣብ ምክልኻልን ተሓታቲነት ኣብ ምስፋንን መዳይ ልዑል እጃም ኣለወን

ኣብ መምርሒ ኣቀባብላ ጥርዓንን ሜላታት ዲጂታላዊ ምርመራን ንሰራሕተኛታት ኮሰመኢ ዝተዳለወ ዓቕሚ መዕበዪ ስልጠና

እቲ ስልጠና ኣድላዪ ዘበለ ፍልጠትን ክእለትን ኪኢላታት ብምዕባይ ስርሖም ብብቕዓት ንኽዋፅኡ ተወሳኺ ዓቕሚ ዝፈጥር እዩ

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ዝዘርግሖ ኣሰራርሓ ቕብብል ንዝርከቡ ትካላት ኣብ ዕማማት ሰብኣዊ መሰላት መሰረት ዝገበረ ግልጋሎት ዘተኮረ ግንዛበ መዕበዪ መድረኽ

ጉዱኣት ጥሕሰት መሰላት ዝተማልአ ግልጋሎት ንክረኽቡ ኣብ መንጎ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ስሩዕ ዝኾነ ዝተዋደደ ስርዓት ቕብብልን ምትእስሳርን የድሊ

መሰላት ተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ፣ ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ኣመልኪቱ ዝተኻየደ ምይይጥ

ትግበራ መሰላት ተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ፣ ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ንክመሓየሽ ኣብ መንጎ ኮሰመኢን ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን ዘሎ ምትእስሳር ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ

ኣብ ኣተገባብራ ሓለዋን ዘላቒ ፍታሕን ተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ ኣመልኪቱ ዝተኻየደ ሃገራዊ መድረኽ ምኽክር

ተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ ድሕንነቶምን ሰብኣዊ ክብሮምን ብዝሓለወ መንገዲ ብዘላቒነት ንምጥያሽ ናይ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ምትእስሳርን ምትሕብባርን ይሓትት

ክልል ጋምቤላ፡ ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ተሃነፅቲን ተጠርጠርቲን ምስ መዳርግቲ ኣካላት ዝተገበረ ምይይጥ

ኣብቲ ክልል ዝተርኣየ ኩነታት ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ተሃነፅቲን ተጠርጠርቲን ንክመሓየሽ መንግስቲ ትኹረት ሂቡ ክሰርሕ ይግባእ

ክልል ትግራይ፦ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ዘሻቕል ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ብዝምልከት

ኣብቲ ክልል መናእሰይ ካብ ፍቓዶም ወፃኢ ናብ ወታደራዊ መዓስከራት ምውሳድን ሓሳብካ ብናፃነት ናይ ምግላፅ መሰል ምግዳብን ተግባራት ምስ መትከላት ሰብኣዊ መሰላትን ሕገ መንግስቲን ዝፃብኡ ብምዃኖም ብቕልጡፍ ጠጠው ክብሉ ይግባእ

ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ፦ ኣብ ዙርያ ናፅነት ዳይነትን ሓለዋ ሰብኣዊ መሰላትን ዝተኻየደ ግንዛበ መዕበዪ መድረኽ

ፅኑዕ ትካላዊ ምትሕብባር ብምምስራትን ቐፃልነት ዘለዎ ግንዛበ መዕበዪ ስራሕቲ ብምስራሕ፣ ዘይሻራዊን ተሓታትነት ዝተረጋገፀሉን ስርዓት ፍትሒ ምህናፅ ይክኣል እዩ

ዓለምለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ብዝምልከት ዝተኻየደ ምይይጥ

ስደተኛታት ዘጋጥምዎም ማሕለኻታት ንምፍታሕን ኣብ ከይዲ ኣወሃህባ ውሳነ ትርጉም ዘለዎም ተሳትፎ ንኽህልዎምን ናይ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ሐበራዊ ፃዕሪ ኣገዳሲ እዩ

ኮሰመኢ ኣብ ምሕንፃፅ ዕሸላት-ተኮር ፖሊሲታትን መደባትን ኣብ ከባቢታት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ዘተኮረ ሲምፖዚየም ተሳቲፉ

ኣብ መንጎ መዳርግቲ ኣካላት ዝህሉ ምትሕብባር ምጥንኻር፤ ዕሸላት-ተኮር ፖሊሲታትን መደባትን ቅልጡፍ ምላሽ ዝህቡ ሓቖፍትን ኣብ መርትዖ ዝተመስረቱን ምዃኖም ንምርግጋፅ ኣገዳሲ እዩ
5ይ ዓመታዊ ፌስቲቫል ፊልሚ ሰብኣዊ መሰላት
ናይ ኢትዮጵያ ዓመታዊ ናይ ሰብኣዊ መሰላት ሪፖርት (ካብ ሰነ 2016 ዓ.ም ክሳብ ሰነ 2017 ዓ.ም) – አማርኛ
ወሰንቲ ጉዳያት: ናይ ኢትዮጵያ ዓመታዊ ናይ ሰብኣዊ መሰላት ሪፖርት (ካብ ሰነ 2016 ዓ.ም ክሳብ ሰነ 2017 ዓ.ም) – English
Stay on top of news, reports, events, jobs and more! #KeepWordSafe
ኣብ ዓበይቲ ዜናታት ይፅንሑ፣ ሪፖርትታት፣ ኩነት፣ ስራሕን ካሎትን #KeepWordSafe


ኮሰመኢ ኣብ ዜናታት